ሀ7-ሐ
ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (1ይ ክፋል)
ግዜ |
ቦታ |
ፍጻመ |
ማቴዎስ |
ማርቆስ |
ሉቃስ |
ዮሃንስ |
---|---|---|---|---|---|---|
30 |
ገሊላ |
የሱስ ንፈለማ ግዜ፡ “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ” ኢሉ ሰበኸ |
||||
ቃና፣ ናዝሬት፣ ቅፍርናሆም |
ንወዲ ኣገልጋል ንጉስ ኣሕወዮ፣ ካብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ኢሳይያስ ኣንበበ፣ ናብ ቅፍርናሆም ከደ |
|||||
ባሕሪ ገሊላ፡ |
ጥቓ ቅፍርናሆም ንኣርባዕተ ደቀ መዛሙርቱ፡ ማለት ንስምኦንን ንእንድርያስን ንያእቆብን ንዮሃንስን ጸውዖም |
|||||
ቅፍርናሆም |
ንሓማት ስምኦንን ንኻልኦትን ኣሕወየ |
|||||
ገሊላ |
ምስቶም ኣርባዕተ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ቐዳማይ ዙረት |
|||||
ድውይ ኣሕወየ፣ ብዙሓት ሰዓብዎ |
||||||
ቅፍርናሆም |
ልሙስ ኣሕወየ |
|||||
ንማቴዎስ ጸውዖ፣ ምስ ኣከብቲ ቐረጽ በልዐ፣ ብዛዕባ ጾም ተሓትተ |
||||||
ይሁዳ |
ኣብ ምኵራባት ሰበኸ |
|||||
31፡ ፋስጋ |
የሩሳሌም |
ኣብ ቤት-ዛታ ንሓደ ሕሙም ኣሕወየ፣ ኣይሁድ ኪቐትልዎ ደለዩ |
||||
ካብ የሩሳሌም ኪምለስ ከሎ (፧) |
ደቀ መዛሙርቱ ብሰንበት ሰዊት ቀንጠቡ፣ የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” |
|||||
ገሊላ፣ ባሕሪ ገሊላ |
ብሰንበት ኢድ ሓደ ሰብኣይ ኣሕወየ፣ ብዙሓት ሰዓብዎ፣ ካልኦት ብዙሓት ኣሕወየ |
|||||
ጥቓ ቅፍርናሆም |
ዚርከብ ከረን 12 ሃዋርያት ሓረየ |
|||||
ጥቓ ቅፍርናሆም |
ኣብ ከረን ዝሃቦ ስብከት |
|||||
ቅፍርናሆም |
ንጊልያ ሓለቓ ሚእቲ ኣሕወዮ |
|||||
ናይን |
ንወዲ መበለት ኣተንስኦ |
|||||
ጢቤርያስ፣ ገሊላ (ናይን ወይ ጥቓኡ) |
ዮሃንስ ንደቀ መዛሙርቱ ናብ የሱስ ለኣኾም፣ ሓቂ ንሕጻናት ተገልጸሎም፣ ኣርዑቱ ምሹእ |
|||||
ገሊላ (ናይን ወይ ጥቓኡ) |
ሓጥእ ሰበይቲ ንኣእጋሩ ዘይቲ ለኸየት፣ ምሳሌ ሰብ ዕዳ |
|||||
ገሊላ |
ምስቶም 12 ዝገበሮ ኻልኣይ ዙረት ስብከት |
|||||
ኣጋንንቲ ኣውጽአ፣ ይቕረ ዘይበሃሎ ሓጢኣት |
||||||
ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ ካልእ ትእምርቲ ኣይሃበን |
||||||
ኣዴኡን ኣሕዋቱን መጹ፣ ደቀ መዛሙርቱ ቤተ ሰቡ ኸም ዝዀኑ ገለጸ |