ሀ7-መ
ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ ገሊላ ዝገበሮ ሰፊሕ ኣገልግሎት (2ይ ክፋል)
|
ግዜ |
ቦታ |
ፍጻመ |
ማቴዎስ |
ማርቆስ |
ሉቃስ |
ዮሃንስ |
|---|---|---|---|---|---|---|
|
31 ወይ 32 |
ከባቢ ቅፍርናሆም |
የሱስ ንመንግስቲ ኣምላኽ ብምሳሌታት ገለጻ |
||||
|
ባሕሪ ገሊላ |
ኣብ ጃልባ ዀይኑ ማዕበል ኣህድአ |
|||||
|
ዞባ ጋዳራ |
ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም |
|||||
|
ምናልባት ቅፍርናሆም |
ደም ዚፈስሳ ሰበይቲ ኣሕወየ፣ ንጓል ያኢሮስ ኣተንስኣ |
|||||
|
ቅፍርናሆም(፧) |
ዕውርን ዓባስን ኣሕወየ |
|||||
|
ናዝሬት |
ደቂ ኸተማኡ ኸም ብሓድሽ ነጸግዎ |
|||||
|
ገሊላ |
ሳልሳይ ዙረት ገሊላ፣ ሃዋርያት ስለ እተላእኩ፡ እቲ ዕዮ ሰፍሐ |
|||||
|
ጢቤርያስ |
ሄሮድስ ንዮሃንስ መጥምቕ ኣሰየፎ፣ ሄሮድስ ብየሱስ ደንጸዎ |
|||||
|
32፡ ጥቓ ፋስጋ (ዮሃ 6:4) |
ቅፍርናሆም (፧)፣ ሰሜናዊ ምብራቕ ሸነኽ ባሕሪ ገሊላ |
ሃዋርያት ካብ ዙረት ስብከት ተመልሱ፣ የሱስ ን5,000 ሰብኡት መገበ |
||||
|
ሰሜናዊ ምብራቕ ሸነኽ ባሕሪ ገሊላ፣ ጌንሳሬጥ |
ንየሱስ ኬንግስዎ ፈተኑ፣ ኣብ ባሕሪ ኸደ፣ ንብዙሓት ኣሕወየ |
|||||
|
ቅፍርናሆም |
“እንጌራ ህይወት” ከም ዝዀነ ተዛረበ፣ ብዙሓት ብእኡ ተዓንቂፎም ሓዲጎምዎ ኸዱ |
|||||
|
32፡ ድሕሪ ፋስጋ |
ምናልባት ቅፍርናሆም |
ስርዓታት ሰብ ኣቃልዐ |
||||
|
ፊንቄ፣ ደካጶሊስ |
ንጓል ሓንቲ ሶርያ-ፊንቄኣዊት ኣሕወየ፣ ን4,000 ሰብኡት መገበ |
|||||
|
መገዳን |
ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ፡ ካልእ ትእምርቲ ኣይሃበን |

