ትግርኛ
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011537/univ/art/1011537_univ_sqr_xl.jpg

ሓጺር ሓበሬታ፦ ዓለምለኸ

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣምልኾኦም ዜካይዱሉ ሃገራት፦ 241

  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር፦ 9,205,326

  • ብናጻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበረሎም ሰባት፦ 7,603,182

  • ኣብ ዓመታዊ በዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ እተኣከቡ ሰባት፦ 20,635,015

  • ጉባኤታት፦ 119,652

 

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣብ መላእ ዓለም እንነብርን ካብ ብዙሕ ዓሌታትን ባህልታትን ዝመጻእናን ኢና። ኣጸቢቕና እንፍለጥ ብዕዮ ስብከትና እኳ እንተ ዀነ፡ ንማሕበረሰብና ብኻልእ ኣገዳሲ መገድታት እውን ንሕግዞም ኢና።

ነዚ እውን ርአ

መጻሕፍቲ

ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2025

ካብ መስከረም 2024 ክሳዕ ነሓሰ 2025 እተኻየደ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዝርዝር ርአ።

ግምቢ ዘብዐኛ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧

ኣረኣእያኻ ምስቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ እተጠቕሰ ርእይቶታት ዚመሳሰል ድዩ፧