ሀ7-ሰ
ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ጸኒሑ ኣብ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዝገበሮ ኣገልግሎት
|
ግዜ |
ቦታ |
ፍጻመ |
ማቴዎስ |
ማርቆስ |
ሉቃስ |
ዮሃንስ |
|---|---|---|---|---|---|---|
|
32፡ ድሕሪ በዓል ወፈያ |
ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ |
ናብቲ ዮሃንስ ዜጥምቐሉ ዝነበረ ኸደ፣ ብዙሓት ብየሱስ ኣመኑ |
||||
|
ጴርያ |
ናብ የሩሳሌም ኪጕዓዝ ከሎ፡ ኣብ ከተማታትን ኣቝሻትን መሃረ |
|||||
|
በታ ጸባብ ኣፍ ደገ ኺኣትዉ ኣተባብዐ፣ ንየሩሳሌም ኣልቀሰላ |
||||||
|
ምናልባት ጴርያ |
ብዛዕባ ትሕትና መሃረ፣ ምሳሌታት፦ ምርኡይ ቦታን መመኽነይታ ዘቕረቡ ዕዱማትን |
|||||
|
ደቀ መዛሙርትነት ዜኽፍለና ዋጋ ምጽብጻብ |
||||||
|
ምሳሌታት፦ ዝጠፍአት በጊዕ፡ ዝጠፍአት ሰልዲ፡ ዝጠፍአ ወዲ |
||||||
|
ምሳሌታት፦ ዓማጺ ኣመሓዳሪ ቤት፡ እቲ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን |
||||||
|
ብዛዕባ መዐንቀፍን ሕድገትን እምነትን መሃረ |
||||||
|
ቢታንያ |
ኣልኣዛር ሞተን ተንስአን |
|||||
|
የሩሳሌም፣ ኤፍሬም |
ንየሱስ ኪቐትልዎ ተማኸሩ፣ ንሱ ረሓቐ |
|||||
|
ሰማርያ፣ ገሊላ |
ዓሰርተ ድዉያት ኣሕወየ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ከም እትመጽእ ነገረ |
|||||
|
ሰማርያ ወይ ገሊላ |
ምሳሌታት፦ ላሕ እተብል መበለት፡ ፈሪሳውን ኣካብ ቀረጽን |
|||||
|
ጴርያ |
ብዛዕባ መውስቦን ፍትሕን መሃረ |
|||||
|
ንቘልዑ ባረኸ |
||||||
|
ሃብታም ጐበዝ ሓተቶ፣ ምሳሌ ሰብ ውዕለት ኣታኽልቲ ወይንን ማዕረ ኽፍሊትን |
||||||
|
ምናልባት ጴርያ |
ሳልሳይ ሳዕ ብዛዕባ ሞቱ ተነበየ |
|||||
|
ያእቆብን ዮሃንስን ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ዚህልዎም ኣቀማምጣ ዝቐረበ ልመና |
||||||
|
ያሪኮ |
ኪሓልፍ ከሎ ኽልተ ዕውራት ኣሕወየ፣ ንዘኬዎስ በጽሖ፣ ምሳሌ ዓሰርተ ምና |

