ቤተ መጻሕፍቲ
መጽሓፍ ቅዱሳዊ ሕታማት ኣብ ቤተ መጻሕፍትና ርአ። ነዚ ኣብ ታሕቲ ዚርከብ እዋናዊ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን ኰነ ኻልእ ሕታማት፡ ኣብ ኢንተርነት ከተንብቦ ወይ ከተራግፎ ትኽእል ኢኻ። ብሓያሎ ቛንቋታት እተዳለወ ሕታማት ኣውድዮ ብናጻ ስማዕ። ብሓያሎ ቛንቋታት፡ እንተላይ ብቛንቋታት ምልክት እተዳለወ ቪድዮታት ርአ ወይ ኣራግፍ።

መጻሕፍትን ብሮሹራትን
መጻሕፍትን ብሮሹራትን
ንትሕዝቶ ትርጉም ሓዳስ ዓለም መርምሮ። ነዚ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ብቐሊሉ ኸተንብቦን ክትርድኦን ትኽእል ኢኻ።
ኣብ ዲጂታዊ ሕታማትና እተገብረ ገሊኡ ምምሕያሻት፡ ኣብቲ ብወረቕት ዚወጽእ ሕታማት ከይርአ ይኽእል እዩ።
ብትርጉም ሓዳስ ዓለም ጌርካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብን ኣጽንዕን። ብእተፈላለየ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ጥቕስታት ከተነጻጽር ትኽእል ኢኻ።
ብሕታማት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ጌርካ፡ ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ድለ።