ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

እዛ መምሃሪ መጽሓፍ እዚኣ፡ ከም ክፍሊ እቲ ብናጻ ዚቐርብ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብምዃን ንብሕታዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተገልግል እያ ተዳልያ።

ትምህርቲ

ትምርህቲ 17

ባህርያት የሱስ

Sorry, there are no terms that match your selection.

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርብዎ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ኣብዚ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ብናጻ ዚቐርብ ኣሳታፊ ትምህርቲ፡ ዝደለኻዮ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ መጽናዕቲ፡ ንብዘለዉ ስድራ ቤትካ ወይ ንዝዀነ ዓርክኻ ኽትዕድም ትኽእል ኢኻ።