ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ናውቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

እዚ ናውቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ በብደረጃ፡ ብዜዕግብን ህያው ብዝዀነን መገዲ ኸተጽንዕ ይሕግዘካ።

ብስራት ኣምላኽ

ምዉታት ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት እዮም ዘለዉ፧

ከምቲ ኣልኣዛር ዝተንስአ፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ምዉታት ዚትንስኡሉ እዋን ከም ዚመጽእ መጽሓፍ ቅዱስ የተስፉ እዩ።

ብስራት ኣምላኽ

ምዉታት ኣብ ከመይ ዝበለ ዅነታት እዮም ዘለዉ፧

ከምቲ ኣልኣዛር ዝተንስአ፡ ብዙሓት ሰባት ካብ ምዉታት ዚትንስኡሉ እዋን ከም ዚመጽእ መጽሓፍ ቅዱስ የተስፉ እዩ።

ምስ ናይ ውልቂ መምህር ኣጽንዕ

መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኽትምሃር ሕተት

ኣብ ዚጥዕመካ ግዜን ቦታን፡ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ተምሃር።

ናውቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ተጠቐም

መምሃሪ መጽሓፍ

ብስራት ኣምላኽ

ብስራት ኣምላኽ እንታይ እዩ፧ ክንኣምኖ እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ እዛ ብሮሹር እዚኣ፡ ነቲ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ትምልሶ።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና፧

እዛ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እትሕግዝ መጽሓፍ፡ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ ምዃኑ፡ ምስ ሞትና እንታይ ከም እንኸውን፡ ብኸመይ ሕጉስ ናብራ ስድራ ቤት ኪህልወና ኸም ዚኽእል፡ ከምኡ እውን ብዛዕባ ኻልእ እተፈላለየ ዛዕባታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሮ ትምህርቲ ኽትፍልጥ ክትሕግዘካ እያ።

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ንትሕዝቶ ትርጉም ሓዳስ ዓለም መርምሮ። ነዚ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ብቐሊሉ ኸተንብቦን ክትርድኦን ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ህዝባዊ ኣኼባታትና ተምሃር

ኣኼባታት ጉባኤ ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ኣበይ ከም እንእከብን ብኸመይ ከም እነምልኽን ፍለጥ።

ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧

ኣብኡ እንታይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ተወሳኺ ናውቲ

JW Library

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ጌርካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብን ኣጽንዕን። ብእተፈላለየ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ጥቕስታት ከተነጻጽር ትኽእል ኢኻ።

ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት

ብሕታማት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ጌርካ፡ ኣርእስትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ድለ።