ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ እቲ ቓል ኣምላኽ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ንሓሳባቶምን ንዘረባኦምን ንተግባሮምን ምእንቲ ኺመርሖ ዚከኣሎም ዘበለ ይገብሩ እዮም። እዚ ንህይወቶምን ንህይወት እቶም ኣብ ጥቓኦም ዚነብሩ ሰባትን ብኸመይ ከም ዚጸልዎ ፍለጥ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ኣብ ህይወተይ ዝረኸብክዎ ብሉጽ ሽልማት
ብምንታይ ተደሪኹ እዩ ሓደ ፕሮፈሽናል ተጻዋታይ ተኒስ ነቲ ጽቡቕ ተስፋ ዝነበሮ ሞያ ሓዲጉ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልጋሊ ዝዀነ፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ኣብ ህይወተይ ዝረኸብክዎ ብሉጽ ሽልማት
ብምንታይ ተደሪኹ እዩ ሓደ ፕሮፈሽናል ተጻዋታይ ተኒስ ነቲ ጽቡቕ ተስፋ ዝነበሮ ሞያ ሓዲጉ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልጋሊ ዝዀነ፧