ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መንእሰያት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመርኰሰ ምኽሪ፡ ጸገማት ክትሰግርን ኣብ ህይወት ዜድሊ ኽእለታት ከተማዕብልን ይሕግዘካ። a

a ኣብዚ ዓንቀጻት እዚ ዚርከብ ገሊኡ ስማት ተቐዪሩ እዩ።

መንእሰያት ዚሓትትዎ

ዓርኪ ምስ ሓዝኩ፡ እንታይ እየ ኽጽበ ዘሎኒ፧

ኣብቲ ብዕርክነት እተሕልፍዎ ግዜ ኽትጽበዩ እትኽእሉ ሰለስተ ነገራት።

መንእሰያት ዚሓትትዎ

ዓርኪ ምስ ሓዝኩ፡ እንታይ እየ ኽጽበ ዘሎኒ፧

ኣብቲ ብዕርክነት እተሕልፍዎ ግዜ ኽትጽበዩ እትኽእሉ ሰለስተ ነገራት።

ክእለታት

መንእሰያት ዚሓትትዎ

መንእሰያት ብዛዕባ ጾታዊ ርክብን ፈተውትን ወለድን ቤት ትምህርትን ካልእ ነገራትን ዚሓትትዎ ልሙድ ሕቶታት።

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧

ቅድሚ ሕጂ ኣጋጢሙካ ዘይፈልጥ ዓይነት ጸገማት ኣጋጢሙካ ይኸውን እዩ። መዛኑኻ ነዚ ብኸመይ ከም ዚዋጽእሉ ርአ።

ስእሊ ሰሌዳ

ክትዋጽኣሉ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ዚመስል ኵነታት ኣጋጢሙካዶ ይፈልጥ፧ እዘን ቪድዮታት እዚአን ነቲ ንመብዛሕትኦም መንእሰያት ዜጋጥሞም ጸገማት ክትዋጽኣሉ ይሕግዛ።

ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት

እዚ ወረቐት ዕዮ እዚ፡ ሓሳባትካ ኣብ ወረቐት ኣስፊርካ ነቲ ኣብ ህይወት ዜጋጥመካ ጸገማት ኣቐዲምካ ኽትዳሎ ይሕግዘካ።

ንጥፈታት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ንዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ህያው ዚገብር ንጥፈታት።

መሐበሪ መጽናዕቲ

በዚ መሐበሪ መጽናዕቲ ጌርካ እምነትካ ኣደልድል፣ ብዛዕባ እምነትካ ብኸመይ ከም እትገልጽ ድማ ተምሃር።