ስእሊ ጻዕዳ ሰሌዳ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ወይስ ኣይኰነን፧ ኣጻውት ናይ ሓቂ ፍቕሪ ድዩ ወይስ ኣይኰነን፧ ኣብ መንጎ ስሕበትን ሃነይነይ ምባልን ናይ ሓቂ ፍቕርን ዘሎ ፍልልይ ፍለጥ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ርክባት ሰላምን ሓጐስን ፍቕሪ ምስ ኣንጻር ጾታ ሓዳርን ስድራ ቤትን ስእሊ ሰሌዳ መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ምኵሻም ጕድኣት ዘይብሉ ዋዛ ድዩ፧ ምዅሻም ብሓቂ እንታይ እዩ፧ ገሊኦም ሰባት ዚኳሸሙ ስለምንታይ እዮም፧ ዝዀነ ሓደጋ ኣለዎ ድዩ፧ መንእሰያት ዚሓትትዎ ዓርኪ ኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧ ዓርኪ ንምሓዝን ንመርዓን ተዳሊኻ እንተ ዄንካ ኽትፈልጥ ዜኽእለካ ሓሙሽተ ነጥብታት።