ትግርኛ
መዛኑኻ ብዛዕባ ሎሚ ጽባሕ ምባል እንታይ ይብሉ፧
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502013228/univ/art/502013228_univ_sqr_xl.jpg

መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧

ሎሚ ጽባሕ ምባል

ሎሚ ጽባሕ ምባል

መንእሰያት ሎሚ ጽባሕ ምባል ብዛዕባ ዘለዎ ሳዕቤንን ነገራት ብኣጋኡ ምዕማም ብዛዕባ ዘለዎ ጥቕምን ይዛረቡ።