ታሪኽን መጽሓፍ ቅዱስን

ብዛዕባ ዕቃበን ትርጉምን ዝርጋሐን መጽሓፍ ቅዱስ ዚገልጽ ታሪኽ ኣዝዩ ፍሉይ እዩ። ሓደስቲ ርኽበታት ከኣ ብዛዕባ ታሪኻዊ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ ዝያዳ መረጋገጺ ይህብ ኣሎ። ሃይማኖትካ እዚ ይኹን እቲ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ካልኦት መጻሕፍቲ እተፈልየ ምዃኑ ኽትፈልጥ ኢኻ።

ግምቢ ዘብዐኛ

ምዕራፋትን ፍቕድታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተኣታተወ ብኸመይ እዩ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ብምዕራፋትን ብፍቕድታትን ምክፍፋል ውጽኢታዊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ግምቢ ዘብዐኛ

ምዕራፋትን ፍቕድታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተኣታተወ ብኸመይ እዩ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ብምዕራፋትን ብፍቕድታትን ምክፍፋል ውጽኢታዊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ታሪኻዊ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ

ሕታማት

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧

ቀንዲ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧