ቤተ መጻሕፍቲ

መጽሓፍ ቅዱስ

ትግርኛ
መጽሓፍ ቅዱስ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1011208/univ/wpub/1011208_univ_sqr_xl.jpg

መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስትርጉም ሓዳስ ዓለም ቅኑዕን ብቐሊሉ ኸተንብቦ እትኽእልን እዩ። ብምሉእ ወይ ብኸፊል 327 ቋንቋ ተሓቲሙ ኣሎ። ብመሰረት እቲ ኣብ መወዳእታ እዋን ብዕሊ እተገብረ ቘጸራ 256,139,430 ቅዳሓት ከኣ ተዘርጊሑ ኣሎ። ብዛዕባ እዚ ትርጉም ክትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ነተን “ናይ የሆዋ መሰኻኽር ናይ ርእሶም መጽሓፍ ቅዱስ ድዩ ዘለዎም፧” ከምኡ እውን “ትርጉም ሓዳስ ዓለም ልክዕነቱ ዝሓለወ ድዩ፧” ዘርእስተን ዓንቀጻት ርአ።

ብገሊኡ ቛንቋታት፡ ዝውቱር ዝዀነ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ከነሕትም ፍቓድ ረኺብና ኢና።

ኣርኢ