ሓድሽ ነገር

2026-04-16

ካብ የሱስ ተምሃር

“መንግስተይ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰነትን”

የሱስ ጸገማት ደቂ ሰባት ዚፍታሕ ብመንግስቲ ኣምላኽ እምበር ብሰብኣውያን መንግስትታት ከም ዘይኰነ ምሂሩ እዩ። ኣብነቱ፡ ሎሚ ንዘለዉ ክርስትያናት ብኸመይ ከም ዚጸልዎም ርአ።

2026-04-14

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ምኽሪ መጽናዕቲ—ሃናጺ ሓሳባት ተዳሎ

ንኣኼባታት ዚኸውን ሃናጺ ሓሳባት ክትዳሎ ዚሕግዝ ኣርባዕተ ነጥብታት ርአ።

2026-04-14

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ቀልጢፍካ ተዓረቕ!

ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ቅልጡፍ ስጕምቲ እንተ ወሲድና፡ ምስ ብጻይና ኽንዕረቕ፡ ኣብ ጉባኤ እውን ሰላም ከነስፍን ንኽእል ኢና።

2026-04-14

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ኬን ኪዩቺ፦ የሆዋ ንስብእናይ ኰሊዕዎ

ኬን ኪዩቺ ፈላሚ ዀይኑ ኣብ ዘገልገለሉ እዋንን ኣብ ቤት-ኤል ኣብ ዘገልገለሉ እዋንን ተመሊሱ ኻብ ቤት-ኤል ወጻኢ ኣብ ዜገልግለሉ ዘሎ እዋንን የሆዋ ብኸመይ ከም ዝዀልዖ ኣዘንትዩ ኣሎ።

2026-04-14

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ሓምለ 2026

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 7 መስከረም–4 ጥቅምቲ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

2026-04-09

ናይ ፈለማ መዝሙራት

ሕጉሳት እየን እዘን ኣዒንተይ (መዝሙር ኣኼባ ዞባ 2026)

ቃላት የሱስ ብኸመይ ንጭንቀት ኣወጊድና ንልብና ሓጐስ ክንመልኦ ኸም ዜኽእል ርአ።

2026-04-06

ትራክትታትን ወረቐት ዕድመን

ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ዞባ 2026