ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ጾታ

ጾታዊ ርክብ ክፉእ ኣይኰነን፣ እንተዀነ ግና፡ ጾታዊ ስምዒት ቍጽጽር ኪግበረሉ ኣለዎ። ኣብዛ ብጾታዊ ርክብ ዝዓበደት ዓለም ከመይ ጌርካ ኢኻ ኸምኡ ኽትገብር እትኽእል፧

መጥቃዕቲ

ብዛዕባ ጾታዊ መጥቃዕቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧—1ይ ክፋል፦ ጥንቃቐታት

ግዳይ ጾታዊ መጥቃዕቲ ምእንቲ ኸይትኸውን፡ እዚ ሰለስተ ምኽሪ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ብዛዕባ ጾታዊ መጥቃዕቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧—2ይ ክፋል፦ ሕውየት

ካብቶም ሕጂ ዝተመሓየሹ ህስያ ኣጋጢምዎም ዚነበረ ሰባት ተመሃር።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ብኣፍ ዚግበር ጾታዊ ርክብ፡ ብሓቂዶ ጾታዊ ርክብ እዩ፧

ብኣፍ ዚግበር ጾታዊ ርክብ ዚፍጽም ሰብ፡ ድንግል ድዩ፧

ግብረ ሶዶም ጌጋ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ግብረ ሶዶማውያን ክፉኣት ሰባት ከም ዝዀኑ ይምህር ድዩ፧ ሓደ ክርስትያን ብሕደ ጾታ እናተሳሕበ ንኣምላኽ ኬሐጕስ ይኽእል ድዩ፧

ንጽህና ምሕላው

ጾታዊ ርክብ ክገብር ንዚወርደኒ ጸቕጢ መዛኑ ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧

ገለ ኻብቲ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ዘሎ ግጉይ ርድኢትን ክዉን ሓቅታትን ርአ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ጽቡቕ ውሳነታት ክትገብር ትሕግዘካ እያ።

ንጾታዊ ሓሳባት ብኸመይ ከርሕቖ እኽእል፧

ጾታዊ ሓሳባት ናብ ኣእምሮኻ ምስ ዚኣቱ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧

ንፈተና ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧

ዘይግቡእ ትምኒታት ንምቅላስ ዚሕግዝ ሰለስተ ኣገዳሲ ስጕምትታት ርአ።

ንፈተና ብኸመይ ከም እትቃወም

ንፈተና ኽትቃወሞ ምኽኣል፡ ምልክት ናይ ሓቂ ሰብኡትን ኣንስትን እዩ። ንፈተና ምእንቲ ኽትቃወሞን ንገዛእ ርእስኻ ኻብቲ ንፈተና ኢድካ ብምሃብ ዚመጽእ ጭንቀት ምእንቲ ኽትሰትራን፡ ሽዱሽተ ስጕምታት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።