መደብ እቲ “ንጹህ ኣምልኾ” ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2025
ዓርቢ
ናይ ዓርቢ ኣኼባ ኣብ ማቴዎስ 4:10 እተመስረተ እዩ—“ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ።”
ቀዳም
ናይ ቀዳም ኣኼባ ኣብ ዮሃንስ 2:17 እተመስረተ እዩ—“ቅንኣት ቤትካ ኺበልዓኒ እዩ።”
ሰንበት
ናይ ሰንበት ኣኼባ ኣብ ዮሃንስ 4:23 እተመስረተ እዩ—“ንኣቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኹላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ።”
ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
ንተኣከብቲ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።
እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ
ብዛዕባና
“ንጹህ ኣምልኾ” ኣብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2025 ተኣከብ።
ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ።
ኣኼባታት ዞባ
መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን
የሱስ ምስ ዓበየ፡ ደቀ መዛሙርቱ ኺእክብ ጀመረ። ኰይኑ ግና፡ ኣብ ዕዮኡ ተቓውሞ ኼጋጥሞ ጀመረ።