መብርሂ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ
ናይ ሓቂ ትርጉም እተን ብብዙሓት ዚፍለጣ ጥቕስታትን ሓረጋትን መጽሓፍ ቅዱስ ድለ። መሰረት እታ ጥቕሲ እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ፡ ኣብ ከባቢኣ ዘሎ ሓሳባት ኣንብብ። በቲ ኣብ እግረ ጽሑፋት ዘሎ መብርህን በቲ መወከሲታትን ተጠቒምካ ንርድኢትካ ኣዕምቝ።
መብርሂ ምሳሌ 3:5, 6—“ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ
ኣብ ኣምላኽ ከም እትእመን ብኸመይ ከተርኢ ትኽእል፧
መብርሂ ምሳሌ 16:3—“ተግባርካ ንእግዚኣብሄር ወፍዮ”
ሰባት ውሳነ ኺገብሩ ኸለዉ፡ መምርሒ ኣምላኽ ኪደልዩ ዘለዎም ብምንታይ ክልተ ምኽንያት እዩ፧
መብርሂ ምሳሌ 17:17—“ፈታዊ ንዅሉ ጊዜ የፍቅር”
እዛ ምሳሌ እዚኣ ናይ ሓቂ ፈታዊ ብሓቂ እንታይ ከም ዝዀነ ኣጸቢቓ ትገልጽ።