ለ9
ዳንኤል እተነበየሎም ሓይልታት ዓለም
|
ባቢሎን ብ607 ቅ.ክ. ንጉስ ነቡካድነጻር ንየሩሳሌም ኣጥፍኣ |
|
ሜዶንን ፋርስን ብ539 ቅ.ክ. ንባቢሎን ሰዓርዋ ብ537 ቅ.ክ. ቂሮስ፡ ኣይሁድ ናብ የሩሳሌም ኪምለሱ ኣወጀ |
|
ግሪኽ ብ331 ቅ.ክ. እስክንድር እቲ ዓብዪ ንፋርስ ሰዓራ |
|
ሮሜ ብ63 ቅ.ክ. ኣብ ልዕሊ እስራኤል ገዝአት ብ70 ድ.ክ. ንየሩሳሌም ኣጥፍኣታ |
|
ኣንግሎ-ኣመሪካ ካብ 1914-1918 ድ.ክ.፡ ብግዜ ቐዳማይ ውግእ ዓለም ሓይሊ ዓለም ኣንግሎ-ኣመሪካ ተቐልቀለ |

