ትግርኛ
ከመይ ጌርካ ኻብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝያዳ ኽትጥቀም ትኽእል፧
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg
nwt ገጽ 36

ሕቶ 20

ከመይ ጌርካ ኻብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝያዳ ኽትጥቀም ትኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስካ ኸተንብብ ከለኻ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ምላሽ ርኸበሉ፦

እዚ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ እንታይ ይምህረኒ፧

እዚ ኽፋል ቅዱሳት ጽሑፋት እዚ ምስ ሓፈሻዊ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ምትእስሳር ኣለዎ፧

ነዚ ኣብ ህይወተይ ክጥቀመሉ ዝኽእል ከመይ ገይረ እየ፧

ነዚ ጥቕስታት እዚ፡ ንኻልኦት ክሕግዘሉ ዝኽእል ከመይ ገይረ እየ፧

“ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ፡ ንመገደይ ከኣ ብርሃን እዩ።”

መዝሙር 119:105