ሰሌዳ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ቅድሚ ክርስቶስ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ
ስም መጽሓፍ |
ጸሓፊ(ፍቲ) |
እተጻሕፈትሉ ቦታ |
ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ (ቅ.ክ.) |
እትሽፍኖ ግዜ (ቅ.ክ.) |
---|---|---|---|---|
ዘፍጥረት |
ሙሴ |
በረኻ |
1513 |
ካብ “መጀመርታ” ኽሳዕ 1657 |
ዘጸኣት |
ሙሴ |
በረኻ |
1512 |
1657-1512 |
ዘሌዋውያን |
ሙሴ |
በረኻ |
1512 |
1 ወርሒ (1512) |
ዘሁልቍ |
ሙሴ |
በረኻን ጐላጕል ሞኣብን |
1473 |
1512-1473 |
ዘዳግም |
ሙሴ |
ጐላጕል ሞኣብ |
1473 |
2 ወርሒ (1473) |
እያሱ |
እያሱ |
ከነኣን |
ከ. 1450 |
1473–ከ. 1450 |
መሳፍንቲ |
ሳሙኤል |
እስራኤል |
ከ. 1100 |
ከ. 1450–ከ. 1120 |
ሩት |
ሳሙኤል |
እስራኤል |
ከ. 1090 |
መሳፍንቲ ዚገዝእሉ ዝነበረ 11 ዓመት |
1 ሳሙኤል |
ሳሙኤል፣ ጋድ፣ ናታን |
እስራኤል |
ከ. 1078 |
ከ. 1180-1078 |
2 ሳሙኤል |
ጋድ፣ ናታን |
እስራኤል |
ከ. 1040 |
1077–ከ. 1040 |
1 ነገስት |
ኤርምያስ |
ይሁዳ |
580 |
ከ. 1040-911 |
2 ነገስት |
ኤርምያስ |
ይሁዳን ግብጽን |
580 |
ከ. 920-580 |
1 ዜና መዋእል |
እዝራ |
የሩሳሌም (፧) |
ከ. 460 |
ድሕሪ 1 ዜና መዋእል 9:44፦ ከ. 1077-537 |
2 ዜና መዋእል |
እዝራ |
የሩሳሌም (፧) |
ከ. 460 |
ከ. 1077-537 |
እዝራ |
እዝራ |
የሩሳሌም |
ከ. 460 |
537–ከ. 467 |
ነህምያ |
ነህምያ |
የሩሳሌም |
ድ. 443 |
456–ድ. 443 |
ኣስቴር |
ማርዶካይ |
ሱሳን፡ ዔላም |
ከ. 475 |
493–ከ. 475 |
እዮብ |
ሙሴ |
በረኻ |
ከ. 1473 |
ልዕሊ 140 ዓመት ኣብ መንጎ 1657ን 1473ን |
መዝሙር |
ዳዊትን ካልኦትን |
ከ. 460 |
||
ምሳሌ |
ሰሎሞን፣ ኣጉር፣ ልሙኤል |
የሩሳሌም |
ከ. 717 |
|
መክብብ |
ሰሎሞን |
የሩሳሌም |
ቅ. 1000 |
|
መሃልየ መሃልይ |
ሰሎሞን |
የሩሳሌም |
ከ. 1020 |
|
ኢሳይያስ |
ኢሳይያስ |
የሩሳሌም |
ድ. 732 |
ከ. 778–ድ. 732 |
ኤርምያስ |
ኤርምያስ |
ይሁዳ፣ ግብጺ |
580 |
647-580 |
ድጕዓ |
ኤርምያስ |
ጥቓ የሩሳሌም |
607 |
|
ህዝቅኤል |
ህዝቅኤል |
ባቢሎን |
ከ. 591 |
613–ከ. 591 |
ዳንኤል |
ዳንኤል |
ባቢሎን |
ከ. 536 |
618–ከ. 536 |
ሆሴእ |
ሆሴእ |
ሰማርያ (ዞባ) |
ድ. 745 |
ቅ. 804–ድ. 745 |
ዮኤል |
ዮኤል |
ይሁዳ |
ከ. 820 (፧) |
|
ኣሞጽ |
ኣሞጽ |
ይሁዳ |
ከ. 804 |
|
ኦብድያ |
ኦብድያ |
ከ. 607 |
||
ዮናስ |
ዮናስ |
ከ. 844 |
||
ሚክያስ |
ሚክያስ |
ይሁዳ |
ቅ. 717 |
ከ. 777-717 |
ናሆም |
ናሆም |
ይሁዳ |
ቅ. 632 |
|
ኣንባቆም |
ኣንባቆም |
ይሁዳ |
ከ. 628 (፧) |
|
ጸፎንያስ |
ጸፎንያስ |
ይሁዳ |
ቅ. 648 |
|
ሃጌ |
ሃጌ |
የሩሳሌም |
520 |
112 መዓልቲ (520) |
ዘካርያስ |
ዘካርያስ |
የሩሳሌም |
518 |
520-518 |
ሚልክያስ |
ሚልክያስ |
የሩሳሌም |
ድ. 443 |
ድሕሪ ክርስቶስ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ
ስም መጽሓፍ |
ጸሓፊ |
እተጻሕፈትሉ ቦታ |
ተጻሒፋ እተዛዘመትሉ (ድ.ክ.) |
እትሽፍኖ ግዜ |
---|---|---|---|---|
ማቴዎስ |
ማቴዎስ |
እስራኤል |
ከ. 41 |
2 ቅ.ክ.–33 ድ.ክ. |
ማርቆስ |
ማርቆስ |
ሮሜ |
ከ. 60-65 |
29-33 ድ.ክ. |
ሉቃስ |
ሉቃስ |
ቂሳርያ |
ከ. 56-58 |
3 ቅ.ክ.–33 ድ.ክ. |
ዮሃንስ |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ |
ከ. 98 |
ድሕሪ እቲ መእተዊ፡ 29-33 ድ.ክ. |
ግብሪ ሃዋርያት |
ሉቃስ |
ሮሜ |
ከ. 61 |
33–ከ. 61 ድ.ክ. |
ሮሜ |
ጳውሎስ |
ቈረንቶስ |
ከ. 56 |
|
1 ቈረንቶስ |
ጳውሎስ |
ኤፌሶን |
ከ. 55 |
|
2 ቈረንቶስ |
ጳውሎስ |
መቄዶንያ |
ከ. 55 |
|
ገላትያ |
ጳውሎስ |
ቈረንቶስ ወይ ኣንጾክያ ናይ ሶርያ |
ከ. 50-52 |
|
ኤፌሶን |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 60-61 |
|
ፊልጲ |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 60-61 |
|
ቈሎሴ |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 60-61 |
|
1 ተሰሎንቄ |
ጳውሎስ |
ቈረንቶስ |
ከ. 50 |
|
2 ተሰሎንቄ |
ጳውሎስ |
ቈረንቶስ |
ከ. 51 |
|
1 ጢሞቴዎስ |
ጳውሎስ |
መቄዶንያ |
ከ. 61-64 |
|
2 ጢሞቴዎስ |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 65 |
|
ቲቶስ |
ጳውሎስ |
መቄዶንያ (፧) |
ከ. 61-64 |
|
ፊልሞን |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 60-61 |
|
እብራውያን |
ጳውሎስ |
ሮሜ |
ከ. 61 |
|
ያእቆብ |
ያእቆብ (ሓው የሱስ) |
የሩሳሌም |
ቅ. 62 |
|
1 ጴጥሮስ |
ጴጥሮስ |
ባቢሎን |
ከ. 62-64 |
|
2 ጴጥሮስ |
ጴጥሮስ |
ባቢሎን (፧) |
ከ. 64 |
|
1 ዮሃንስ |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ |
ከ. 98 |
|
2 ዮሃንስ |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ |
ከ. 98 |
|
3 ዮሃንስ |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
ኤፌሶን ወይ ጥቓኡ |
ከ. 98 |
|
ይሁዳ |
ይሁዳ (ሓው የሱስ) |
እስራኤል (፧) |
ከ. 65 |
|
ራእይ |
ሃዋርያ ዮሃንስ |
ጳጥሞስ |
ከ. 96 |
[ገሊኡ መጻሕፍቲ፡ ጸሓፊኡን እተጻሕፈሉ ቦታን ዓመትን እተረጋገጸ ኣይኰነን። ሓያሎ ዕለታት ብግምት ሰፊሩ ኣሎ፣ ድ.፡ “ድሕሪ፡” ቅ.፡ “ቅድሚ፡” ከ.፡ “ከባቢ፡” ማለት እዩ።]