ለ12-ለ
የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)
የሩሳሌምን ከባቢኣን
-
ቤተ መቕደስ
-
ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ (፧)
-
ቤተ መንግስቲ ሹም
-
ቤት ቀያፋ (፧)
-
ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ (፧)
-
ሓጽቢ ቤት-ዛታ
-
ሓጽቢ ሰሊሆም
-
ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ (፧)
-
ጐልጎታ (፧)
-
ኣከልደማ (፧)
ናብዚ ዕለት ኪድ፦ 12 ኒሳን | 13 ኒሳን | 14 ኒሳን | 15 ኒሳን | 16 ኒሳን
12 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ (መዓልቲ ኣይሁድ ኣብ ጸሓይ ዕራርቦ ይጅምርን ይውድእን)
ጸሓይ ብራቕ
-
ምስ ደቀ መዛሙርቱ ህድእቲ መዓልቲ ኣሕለፈ
-
ይሁዳ ኣሕሊፉ ኺህቦ ተወዓዓለ
ጸሓይ ዕራርቦ
13 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ጸሓይ ብራቕ
-
ጴጥሮስን ዮሃንስን ንፋስጋ ዚኸውን ኣዳለዉ
-
የሱስን ዝተረፉ ሃዋርያቱን ኣጋ ምሸት ናብቲ ቦታ በጽሑ
ጸሓይ ዕራርቦ
14 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
-
ምስ ሃዋርያቱ ፋስጋ በልዐ
-
ኣእጋር ሃዋርያቱ ሓጸበ
-
ንይሁዳ ሰጐጎ
-
ድራር ጐይታ ሰርዐ