ሀ7-ሸ
ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ኣብ የሩሳሌም ዝገበሮ ናይ መወዳእታ ኣገልግሎት (1ይ ክፋል)
|
ግዜ |
ቦታ |
ፍጻመ |
ማቴዎስ |
ማርቆስ |
ሉቃስ |
ዮሃንስ |
|---|---|---|---|---|---|---|
|
33፡ 8 ኒሳን |
ቢታንያ |
የሱስ፡ ሽዱሽተ መዓልቲ ቕድሚ ፋስጋ ኣብኡ በጽሐ |
||||
|
9 ኒሳን |
ቢታንያ |
ማርያም ንርእሱን ንኣእጋሩን ዘይቲ ለኸየት |
||||
|
ቢታንያ-ቤት-ፋጌ-የሩሳሌም |
ብዓጀባ ናብ የሩሳሌም ኣተወ፣ ኣድጊ ተወጥሐ |
|||||
|
10 ኒሳን |
ቢታንያ-የሩሳሌም |
ንኦም በለስ ረገማ፣ ካልኣይ ሳዕ ንቤተ መቕደስ ኣጽረያ |
||||
|
የሩሳሌም |
ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ንየሱስ ኪቐትልዎ ተማኸሩ |
|||||
|
የሆዋ ተዛረበ፣ የሱስ ብዛዕባ ሞቱ ተነበየ፣ ኣይሁድ ብዘይምእማኖም ትንቢት ኢሳይያስ ተፈጸመ |
||||||
|
11 ኒሳን |
ቢታንያ-የሩሳሌም |
ካብታ ዝነቐጸት ኦም በለስ እተረኽበ ትምህርቲ |
||||
|
የሩሳሌም፡ ቤተ መቕደስ |
ብዛዕባ ስልጣኑ ሕቶ ቐረበ፣ ምሳሌ ኽልተ ደቂ |
|||||
|
ምሳሌታት፦ ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት፡ መርዓ |
||||||
|
ብዛዕባ ኣምላኽን ቄሳርን ትንሳኤን ዝዓበየት ትእዛዝን ዝቐረበሉ ሕቶታት መለሰ |
||||||
|
ነቶም ህዝቢ፡ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት እንተ ዀይኑ ሓተቶም |
||||||
|
ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ወይለኦም |
||||||
|
መባእ ሓንቲ መበለት ኣስተብሃለ |
||||||
|
ደብረ ዘይቲ |
ብዛዕባ እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ምልክት ሃበ |
|||||
|
ምሳሌታት፦ ዓሰርተ ደናግል፡ ታለንት፡ ኣባጊዕን ኣጣልን |
||||||
|
12 ኒሳን |
የሩሳሌም |
መራሕቲ ኣይሁድ ኪቐትልዎ ተማኸሩ |
||||
|
ይሁዳ ኣሕሊፉ ኺህቦ ተወዓዓለ |
||||||
|
13 ኒሳን (ሓሙስ ድሕሪ ቐትሪ) |
ጥቓን ኣብን የሩሳሌም |
ምድላዋት ናይ መወዳእታ ፋስጋ |
||||
|
14 ኒሳን |
የሩሳሌም |
ምስ ሃዋርያት ፋስጋ በልዐ |
||||
|
ኣእጋር ሃዋርያት ሓጸበ |

