ሕቶ 13 መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕዮ እንታይ ይብል፧ ኣጻውት “ኣብ ዕዮኡ ኽኢላ ዝዀነ ሰብዶ ርኢኻ ትፈልጥ፧ ንሱ ኣብ ቅድሚ ነገስታት ይቐውም፣ ኣብ ቅድሚ ተራ ሰባት ኣይቀውምን።” ምሳሌ 22:29 “እቲ ዚሰርቕ፡ ነቲ ስኡን ዜማቕሎ ምእንቲ ኺህልዎስ፡ ሰናይ እናገበረ ደኣ ብኣእዳዉ ይጽዓር እምበር፡ ደጊምሲ ኣይስረቕ።” ኤፌሶን 4:28 “ኵሉ ሰብ እውን ይብላዕን ይስተን፡ ብዅሉ ጻዕሩ ድማ ይተሓጐስ። እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ።” መክብብ 3:13 ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕዮ እንታይ ይብል፧ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕዮ እንታይ ይብል፧ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዕዮ እንታይ ይብል፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ገጽ 24