ለ12-ሀ
የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይ ክፋል)
የሩሳሌምን ከባቢኣን
-
ቤተ መቕደስ
-
ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ (፧)
-
ቤተ መንግስቲ ሹም
-
ቤት ቀያፋ (፧)
-
ቤተ መንግስቲ ሄሮድስ ኣንቲጳስ (፧)
-
ሓጽቢ ቤት-ዛታ
-
ሓጽቢ ሰሊሆም
-
ኣዳራሽ እቲ ዋዕላ (፧)
-
ጐልጎታ (፧)
-
ኣከልደማ (፧)
ናብዚ ዕለት ኪድ፦ 8 ኒሳን | 9 ኒሳን | 10 ኒሳን | 11 ኒሳን
8 ኒሳን (ሰንበት)
ጸሓይ ብራቕ
ጸሓይ ዕራርቦ
9 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
-
ምስ ስምኦን እቲ ድዉይ ተመገበ
-
ማርያም ንየሱስ ናርዶስ ቀብኣቶ
-
ኣይሁድ ንየሱስን ንኣልኣዛርን ኪርእይዎም መጹ
ጸሓይ ብራቕ
-
ብዓጀባ ናብ የሩሳሌም ኣተወ
-
ኣብ ቤተ መቕደስ መሃረ
ጸሓይ ዕራርቦ
10 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
-
ኣብ ቢታንያ ሓደረ
ጸሓይ ብራቕ
-
ኣንጊሁ ናብ የሩሳሌም ከደ
-
ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ
-
የሆዋ ኻብ ሰማይ ተዛረበ
ጸሓይ ዕራርቦ
11 ኒሳን
ጸሓይ ዕራርቦ
ጸሓይ ብራቕ
-
ኣብ ቤተ መቕደስ ብምሳሌታት መሃረ
-
ንፈሪሳውያን ኰነኖም
-
መባእ ሓንቲ መበለት ኣስተብሃለ
-
ኣብ ደብረ ዘይቲ ብዛዕባ ጥፍኣት የሩሳሌም ተነበየን ምልክት እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ሃበን