ዓርኪ የሆዋ ኹን ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን ኣጻውት ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን ነዚ ወረቐት ሙዚቃ ኣራጊፍካ ምስ ሶፍያ ሓቢርካ ዘምር። መዓስን ኣበይን ክትጽሊ ኸም እትኽእል ተምሃር። ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትምህርትታት ቪድዮ ኵሉ ሳዕ ጸሊ እዚ ቪድዮ እዚ ንቘልዑ ዅሉ ሳዕ ናብ የሆዋ ኺጽልዩ ኸም ዚኽእሉ ይምህሮም። ዓምድታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር—ንጥፈታት በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርካ ነቲ ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚወጽእ ዛንታታት ህያው ግበሮ፡ ነቲ ቐንዲ ነጥብታት እውን ምስ ደቅኻ ተመያየጠሉ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን ዓርኪ የሆዋ ኹን—ንጥፈታት ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን ትግርኛ ኵሉ ሳዕ ጸሊ፦ ሙዚቃን ግጥምን https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102013431/univ/art/1102013431_univ_sqr_xl.jpg