ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

መማሰዊ ኹን፦ ሙዚቃን ግጥምን

ትግርኛ
መማሰዊ ኹን፦ ሙዚቃን ግጥምን
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502016243/univ/art/502016243_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

መማሰዊ ኹን፦ ሙዚቃን ግጥምን

መማሰዊ ኹን፦ ሙዚቃን ግጥምን

ኣቱም ውሉዳት፡ ንወለድኹም ክሳዕ ክንደይ ከም እትፈትውዎም ትነግርዎምዶ፧ ነዛ ወረቐት ሙዚቃ ኣራግፍዋ እሞ ሶፍያ ንወለዳ ኽትዝምረሎም ከላ ምስኣ ሓቢርኩም ዘምሩ።