ዓርኪ የሆዋ ኹን ንቤት የሆዋ ፍተዎ ኣጻውት ንቤት የሆዋ ፍተዎ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ እርኑብን ጽሩይን ኪኸውን ኣለዎ። ብኸመይ ክትሕግዝ ትኽእል፧ ኣራግፍ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትምህርትታት ቪድዮ ንቤት የሆዋ ፍተዎ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተጽሪ ዲኻ፧ ዓምድታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር—ንጥፈታት በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርካ ነቲ ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚወጽእ ዛንታታት ህያው ግበሮ፡ ነቲ ቐንዲ ነጥብታት እውን ምስ ደቅኻ ተመያየጠሉ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።