ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን

ትግርኛ
ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700078/univ/wpub/501700078_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን

ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ኹን

ውሉድካ ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ንምዃን እንታይ ከም ዜድልዮ ይፈልጥ ድዩ፧ እዚ ንጥፈት እዚ ኺሕግዝ ይኽእል እዩ።

ኣቱም ወለዲ፡ ማቴዎስ 21:16 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ውሉድኩም ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ንምዃን ዜኽእሎ ብቕዓታት ኣጥርዩ ድዩ፧ ኣብ ኣምልኾ ስድራ ቤትኩም ንሓደ ኻብዚ ዚስዕብ ውሰዱ። (1) ነታ ቪድዮ ርኣይዋ። (2) ነቲ ንጥፈት ዕየይዎ። (3) ነታ ሕቶ መልስዋ ወይ ነቲ እተዋህበኩም ዕዮ ፈጽምዎ። ነቲ ዕቤት ንምግምጋም፡ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ወረቐት ዕዮ ተጠቐሙ።