ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

የሆዋ ኣቦና እዩ

ትግርኛ
የሆዋ ኣቦና እዩ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700097/univ/wpub/501700097_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኸም ኣቦ ምዃኑ ንደቅኻ እንታይ ኬእምኖም ይኽእል፧

ኣቱም ወለዲ፡ ኢሳይያስ 64:8 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

የሆዋ ኣቦና እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኹም፡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ። ደቅኹም ንገለ ኻብቲ የሆዋ ዝሃቦም ጽቡቕ ነገራት ከም ዚስእሉ ወይ ከም ዚጽሕፉ ግበሩ።