ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ!

ትግርኛ
ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ!
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700113/univ/art/501700113_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ!

ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ!

እዚ ንጥፈት እዚ ንደቅኹም፡ ፈለምቲ ንምዃን ኬለዓዕሎም ይኽእል እዩ።

ኣቱም ወለዲ፡ ማቴዎስ 28:19, 20 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ፈላምነት እንታይ ምዃኑ ምስ ደቅኹም ተመያየጡሉ፡ ናይ መጻኢ ፈለምቲ ገይሮም ገዛእ ርእሶም ከም ዚስእሉ እውን ግበር። ድሕሪኡ፡ ንሓደ ፈላሚ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶ ይሕተቱ።