ዓርኪ የሆዋ ኹን የሆዋ ዜደንቕ ነገራት ፈጢሩ! ኣጻውት የሆዋ ዜደንቕ ነገራት ፈጢሩ! የሆዋ ዜደንቕ ነገራት ፈጢሩልና እዩ። ገለ ኻብዚ ነገራት እዚ እንታይ እዩ፧ ኣራግፍ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ትምህርትታት ቪድዮ የሆዋ ንዅሉ ገይርዎ ኣምላኽ ብዙሕ ዜደንቕ ነገራት ፈጢሩ እዩ። ነየናይ ትፈቱ፧ ዓምድታት ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር—ንጥፈታት በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርካ ነቲ ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚወጽእ ዛንታታት ህያው ግበሮ፡ ነቲ ቐንዲ ነጥብታት እውን ምስ ደቅኻ ተመያየጠሉ። ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።