ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ

ትግርኛ
ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700111/univ/art/501700111_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ

ካብ ኵሉ ዝዓበየ መግለጺ ፍቕሪ

መስዋእቲ የሱስ ብኸመይ ናይ ሓቂ ውህበት ምዃኑ ደቅኹም ምእንቲ ኺፈልጡ፡ በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርኩም ምሃርዎም።

ኣቱም ወለዲ፡ ዮሃንስ 3:16 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ነታ ቪድዮ ምስ ረኣኹምዋ፡ ነቲ ኣብ ገጽ 1 ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ፡ ነቲ መልስታቶም ኪጽሕፉ እውን ሓግዝዎም። ድሕሪኡ፡ ኣብ ገጽ 2፡ ነቶም ኣብ ገነት ኪረኽብዎም ዚደልዩ ይስኣሉ።