ዓርኪ የሆዋ ኹን​—ንጥፈታት

ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ትግርኛ
ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ
https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501700094/univ/wpub/501700094_univ_sqr_xl.jpg

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር ኢኻ

ሰባት ንደቅኹም ፍልይ ከም ዝበሉ ገይሮም እኳ እንተ ረኣይዎም፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ግና ክቡራት ምዃኖም በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርኩም ምሃርዎም።

ኣቱም ወለዲ፡ ዮሃንስ 15:19 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

በቲ ኣብ ገጽ 1 ዘሎ ጌርኩም ነታ ቪድዮ እናረኣኹም ነቲ ሕቶታት መልስዎ። ድሕሪኡ፡ በቲ ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ጌርኩም ንውሉድኩም ኣብ ህይወቱ ኺትግብሮ ሓግዝዎ።