ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምትግባር፡ ሓጐስ ዝመልኦ ሓዳርን ስድራ ቤትን ኪህልወካ ይኽእል እዩ።

መእተዊ

ነቲ ኣብዛ ብሮሹር እዚኣ ተገሊጹ ዘሎ ግብራውን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተን ሓሳባት ኣብ ግብሪ ብምውዓል፡ ሓጐስ ዝመልኦ ሓዳርን ሕጕስቲ ስድራ ቤትን ኪህልወካ ይኽእል እዩ።

1ይ ክፋል

ብሓዳርካ ንኽትሕጐስ፡ መምርሒ ኣምላኽ ድለ

ክልተ ቐለልቲ ሕቶታት ብምሕታት፡ ንሓዳርካ ኸተመሓይሾ ትኽእል ኢኻ።

2ይ ክፋል

ንሓድሕድኩም እሙናት ኩኑ

ኣብ ሓዳር እሙን ንምዃን፡ ካብ ዝሙት ምርሓቕ ጥራይ እኹል ድዩ፧

3ይ ክፋል

ንጸገማት ብኸመይ ከም እትፈትሖ

ሓዳር በቲ ንስኻ እትመርጾ ቕኑዕ ኣቀራርባ እዩ ድልዱልን ሓጐስ ዝመልኦን ወይ ከኣ ሕማቕን ከርፋሕን ኪኸውን ዚኽእል።

4ይ ክፋል

ገንዘብ ብኸመይ ከም እተካውን

ምትእምማንን ቅንዕናን እንታይ ግደ እዩ ዘለዎ፧

5ይ ክፋል

ምስ ኣዝማድካ ብኸመይ ብሰላም ከም እትነብር

ንሓዳርካ ብዘይጐድእ መገዲ ንወለድኻ ኸተኽብሮም ትኽእል ኢኻ።

6ይ ክፋል

ውሉድ ንሓዳር ብኸመይ ከም ዚጸልዎ

ውሉድ ምውላድ ንርክብካ ኼደልድሎ ይኽእል ድዩ፧

7ይ ክፋል

ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትምህሮ

ተግሳጽ፡ ካብ ስርዓታትን መቕጻዕትን ንላዕሊ እዩ ዜጠቓልል።

8ይ ክፋል

ዜሕዝን ኵነታት ኬጋጥም ከሎ

ሓገዝ ካልኦት ድለ።

9ይ ክፋል

ብስድራ ቤት ኴንኩም ንየሆዋ ኣምልኽዎ

ብኣምልኾ ስድራ ቤትካ ብዝያዳ ኽትሕጐስ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧