ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 93

ኣኼባና ባርኸልና

ኣኼባና ባርኸልና

(እብራውያን 10:24, 25)

  1. 1. ኣኼባና ባርኸልና፡

    ኦ የሆዋ ኣቦና።

    ተቐበሎ ምስጋናና፡

    መንፈስካ’ውን ሃበና።

  2. 2. ሓግዘና፡ ኣጽርየና፡

    ቃልካ ኣስተምህረና።

    ኣሰልጥኖ ንልሳንና፡

    ፍቕሪ ይምላእ ልብና።

  3. 3. ፈቃር ኣቦ ኣፍስሰልና፡

    ሓድነትን ሰላምን፣

    ክብ ከነብል ልዕልናኻ፡

    ብቓልን ብተግባርን።