ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን

ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን

ንመንእሰያትና

ጥፍኣት ሶዶምን ጎሞራን

መምርሒታት:- ነዚ መላመዲ እዚ ኣብ ጸጥ ዝበለ ቦታ ዄንካ ዕየዮ። ነቲ ጥቕስታት ከተንብቦ ኸለኻ: ንርእስኻ ኣብቲ ፍጻመ እትውቲ ኸም ዝዀነት ጌርካ ሕሰብ። ነቲ ፍጻመ ብኣእምሮኻ ስኣሎ። ነቲ ድምጽታት ስምዓዮ። ስምዒታት እቶም ቀንዲ ገጸ-ባህርያት ድማ ይሰማዕካ።

ነቲ ፍጻመ መርምሮ።ዘፍጥረት 19:1-14 ኣንብብ።

ንትርኢት እቶም በጻሕቲ ሎጥ: ከምቲ ብኣእምሮኻ ዝሓሰብካዮም ጌርካ ግለጾም።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

እቶም ጭፍራ እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም ነይሮም፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ዝያዳ ምርምር ግበር።ዘፍጥረት 13:7-13 ኣንብብ።

ሎጥ ተቐማጢ ሶዶም ኪኸውን ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

የሆዋ ንነበርቲ እዛ ኸተማ እዚኣ ጥፋኣት ከም ዚግብኦም ዝወሰነ ስለምንታይ እዩ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ዘፍጥረት 19:15-26 ኣንብብ

በየናይ መገዲ እዩ የሆዋ ንሎጥ ሓልዮቱ ዘርኣዮ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ሰበይቲ ሎጥ ንድሕሪ ግልጽ ኢላ ዝረኣየት ስለምንታይ እያ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ስለምንታይ እያ ጠፊኣ፧

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ነቲ እተመሃርካዮ ኣብ ግብሪ ኣውዕሎ። ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ከም እተመሃርካ ጽሓፍ:-

የሆዋ ንረሲኣን ዘለዎ ኣረኣእያ።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ርሕራሐ የሆዋ።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

የሆዋ ቕድሚ ፍርዱ ምፍጻሙ: መጠንቀቕታ ዚህብ ምዃኑ።

․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․․

ካብዚ ጸብጻብ እዚ: እቲ ኣዝዩ ጠቓሚ ዀይኑ ዝረኸብካዮን ስለምንታይ ከም ዝጠቐመካን።