ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ኣብዛ ሽግር ዝመልኣ ዓለም እውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዜገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ እንተ ደኣ ደሊኻ: በጃኻ ኻብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዚቐርበካ ጽሓፍ።