ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧

ኣብዛ እተሸገረት ዓለምውን ከይተረፈ: ብዛዕባ ኣምላኽን መንግስቱን እቲ ንወድሰብ ዘለዎ ዘገርም ዕላማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ርጡብ ፍልጠት ብምሓዝ: ሓጐስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ተወሳኺ ሓበሬታ ኽትቅበል ወይ ሓደ ሰብ ምሳኻ ብናጻ መጽሓፍ ቅዱስ ከጽንዕ እንተደኣ ደሊኻ: በጃኻ ኻብቲ ኣብ ገጽ 2 ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት ናብ ዝቐርበካ ጽሓፍ።