ንቕሑ! ግንቦት 2014 | ውጥረት ንምቍጽጻር ዚሕግዝ መገድታት

ንውጥረት ብግቡእ እንተ ተቘጻጺርካዮ፡ ኪጠቕመካ ይኽእል እዩ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ተወሳኺ ዛዕባ፦ ኣብ ዓዓመት ልዕሊ 100 ዝዀኑ ሓደስቲ ጅር ከም ዘለዉ ዚፍለጠሉ ኸባቢ፣ ቈልዑ ተለቪዥን ንምርኣይ ክንደይ ግዜ ኼሕልፉ ኸም ዘለዎም እተዋህበ ርእይቶ, ከምኡ እውን ኣብ ጸዓት ብከላ ንምጥፋእ እተረኽበ ዓወት ወይ ዘጋጠመ ውድቀት

ገበር

ውጥረት ንምቍጽጻር ዚሕግዝ መገድታት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነቲ ብኣርባዕተ ልሙድ ረቛሒታት ዝመጸ ውጥረት ንምቍጽጻር ዚሕግዝ ግብራዊ ምኽሪ ኺህበካ ይኽእል እዩ።

ንስድራ ቤት

ንመንእሰያት ብዛዕባ ግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት ብኸመይ ከም እትምህሮም

ንውሉድካ፡ ሕግታት ንኺስዕብ ዘይኰነስ፡ ብገዛእ ርእሱ ጥበባዊ ውሳነ ንኺገብር ክትሕግዞ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ቃለ መጠይቕ

ሓደ ኣማኻሪ ሕክምና መጥባሕቲ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ንብዙሕ ዓመታት፡ ዶክተር ጊየርሞ ፐረስ ኣብ ፍልቀት ይኣምን ነይሩ፣ ሕጂ ግና ሰብነትና ብኣምላኽ ከም እተነድፈ እዩ ዚኣምን። ኣረኣእያኡ ኸም ዚቕይር ዝገበሮ እንታይ እዩ፧

ኣብ ኤውሮጳ እተገብረ ሃድን ጠንቈልቲ

እቲ “ጭካነ ዝመልኦ፡ . . . ካብ ብምሉኡ ስነ ጽሑፍ ዓለም ድማ ኣመና ጐዳኢ መጽሓፍ፡” መለለዪ እቲ ሕማቕን ኣመና ዜርዕድን ዘመን እዩ ነይሩ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ምስትንታን

ኵሉ ዓይነት ምስትንታን ተመሳሳሊ እዩ ማለት ኣይኰነን።

ጥበብ ትጭድር ኣላ—ትሰምዓዶ ኣለኻ፧

ናይ ሓቂ ጥበብ ንጸገማት ደቂ ሰብ ክትፈትሖ እያ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ክሳዕ ክንደይ እዩ ሓላፍነት ዚስምዓኒ፧

ገሊኦም መንእሰያት ካብ ካልኦት ንላዕሊ ናጽነት ይውሃቦም እዩ። ስለምንታይ እዩ ዝያዳ ናጽነት ዚውሃቦም፧

መንእሰያት ብዛዕባ መልክዕ እንታይ ይብሉ፧

መንእሰያት ብዛዕባ ትርኢቶም ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኺሕዙ ዚጽገሙ ስለምንታይ እዮም፧ እንታይከ ኺሕግዞም ይኽእል፧