ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንቕሑ! ቍ. 6 2017 | ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ድያ እትኸውን ዘላ፧

ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ እትመስል ዘላ ስለምንታይ እያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ዚመላለስ ሰብ . . . ስጕምቱ ኬቕንዕ ናቱ ኣይኰነን” ይብል።—ኤርምያስ 10:23

እዛ ሕታም “ንቕሑ!” እዚኣ፡ ዓለምና ብሩህ መጻኢ ኸም ዚህልዋ ብዙሓት ዚኣምኑሉ ምኽንያት ትገልጽ።

 

ገበር

ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ድያ እትኸውን ዘላ ወይስ ኣይፋልን፧

ሰዓት መዓልቲ ጥፍኣት፡ ካብቲ ልዕሊ 60 ዓመት ዝነበረ ብዝያዳ ናብ ዓለምለኻዊ ዕንወት ቀሪብና ኸም ዘለና ተመልክት ኣላ! ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ መዓት ኣንጸላልዩዶ ኣሎ፧

ገበር

መልሲ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ

ብዙሓት ሰባት ብሰንኪ እቲ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዚወጽእ ጸብጻባት፡ ጸገማት ደቂ ሰብ ፍታሕ ከም ዘይብሉ ይኣምኑ። እቲ ጸገም ክሳዕ ክንደይ እዩ ኸፊኡ ዘሎ፧

ገበር

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ነዊሕ ዘመናት ይገብር፡ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ሎሚ ዘሎ ሕማቕ ኵነታት ተነብይዎ ነይሩ እዩ።

ንስድራ ቤት

ንደቅኻ ትሕትና ምሃሮም

ርእሰ ኣኽብሮቱ ብዘይጐድእ መገዲ ንውሉድካ ትሕትና ምሃሮ።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ኒው ዚላንድ እተገብረ ምብጻሕ

ኒው ዚላንድ ካብ ሃገራት ዓለም ተገሊላ እትርከብ ሃገር እኳ እንተ ዀነት፡ ኣብ ዓመት ክሳዕ ሰለስተ ሚልዮን ዚዀኑ በጻሕቲ ዓዲ ትስሕብ እያ። ሰሓቢት ዚገብራ እንታይ እዩ፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ኣል-ሓሰን

ምናልባት ብዛዕባኡ ሰሚዕካ ኣይትፈልጥን ትኸውን። ካብቲ ዕዮኡ ግና ብዙሕ ጥቕሚ ረኺብካ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ስም ኣምላኽ

ሰባት ነቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ብናይ ማዕርግ ስማቱ ይጽውዕዎ እዮም። ይኹን እምበር፡ ኣምላኽ ብሕታዊ ስም ኣለዎ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2017

ዝርዝር እቲ ብ2017 እተሓትመ ዓንቀጻት።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ሓቀኛ ኹን

ወትሩ ሓቂ ኽትዛረብ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ከመይ ገይርካ ኢኻ ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ክትረኽባ እትኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስ 9 መለለይታት ናይ ሓቂ ሃይማኖት ይገልጽ።