ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2020።

ካብ መስከረም 2019 ክሳዕ ነሓሰ 2020 እተኻየደ ዝርዝር ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ርአ።

ጠቕላላ ድምር 2020

እዚ ዓመታዊ ጸብጻብ እዚ፡ ነቲ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከቶም ዝገበርዎ ጻዕርን ዘውጽእዎ ወጻኢታትን የርኢ።

ጸብጻብ ሃገርን ግዝኣትን 2020

እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣባላትን ተጠመቕትን ተኣከብቲ በዓል ዝኽርን ካልእን የጠቓልል።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ኣብ መላእ ዓለም ክንደይ ዚኣኽሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣለዉ፧

ብዝሒ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ከም እንጽብጽብ ርአ።

ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ በቤት ዚኸዱ ስለምንታይ እዮም፧

የሱስ ነቶም ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቱ እንታይ ከም ዝበሎም ኣንብብ።

መእተዊ ኣገልግሎት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እንታዎት ኢና፧

ብዙሓት ሰባት፡ እንታይነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪፈልጡ ይደልዩ እዮም። ብዛዕባ እንታይነቶም ብቐጥታ ኻብኦም ስማዕ።

ብዛዕባና

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕውነትና ፍለጥ።

ብዛዕባና

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።