ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ በቤት ዚኸዱ ስለምንታይ እዮም፧

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ በቤት ዚኸዱ ስለምንታይ እዮም፧

የሱስ ንሰዓብቱ፡ “ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ” ኢሉ ኣዚዝዎም ነይሩ እዩ። (ማቴዎስ 28:19, 20) የሱስ ነቶም ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቱ ኺሰድዶም ከሎ፡ ናብ ቤት ሰባት ኪኸዱ እዩ ኣዚዝዎም። (ማቴዎስ 10:7, 11-13) ድሕሪ ሞት የሱስ እውን፡ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት፡ መልእኽቶም “ብግህዶን ኣብ በቤትን” ምዝርጋሖም ቀጺሎም እዮም። (ግብሪ ሃዋርያት 5:42፣ 20:20) ንሕና እውን ኣብነት እቶም ቀዳሞት ክርስትያናት ንስዕብ ኢና፡ እቲ ኣብ በቤት እናኸድና እንገብሮ ኣገልግሎት ድማ ምስ ሰባት እንራኸበሉ ዝበለጸ መገዲ እዩ።

ብዝያዳ ፍለጥ

ሓጻር ቪድዮ፦ ዓለምለኻዊ ወፈራ ስብከት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ብቢልዮናት ዚቝጸር ሰዓታት ዚውፈን ብኣማእታት ብዚቝጸር ቋንቋታት ስብከት ዚካየድን ስለምንታይ ምዃኑ ርአ።