ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል”

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል”

“በቲ እተማሃርካዮ ቀጽል”

እዚ ሓሳባት እዚ ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ መንእሰይ ጢሞቴዎስ ዝጸሓፈሉ እዩ። (2 ጢሞቴዎስ 3:14 NW) ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ምስ ኣንበብካያ: እቲ ኣምላኽ ነቶም ዘፍቅርዎ ኣንቢሩሎም ዘሎ ብዙሕ ሰናይ ነገራት ፈሊጥካ ኣሎኻ። እንተዀነ ግን ብመንፈሳዊ መንገዲ ምዕባይ ክትቅጽል ከድልየካ ኢዩ። እቲ ዘድልየካ ሓገዝ ዘይረኸብካ እንተድኣ ኴንካ: ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክሕግዙኻ ሕጕሳት ኢዮም። ስለዚ: ተወሳኺ ሓበሬታ ወይ ድማ ሓደ ካብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ቤትካ መጺኡ ብናጻ ስርዓታዊ መጽናዕቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ክገብረልካ ንምሕታት: ካብቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻታት Jehovah’s Witnesses ኢልካ ናብ ዝጥዕመካ ጽሓፍ።