“ንጹህ ኣምልኾ” ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2025 ብኽብሪ ንዕድመካ

“ንጹህ ኣምልኾ” ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2025 ብኽብሪ ንዕድመካ

ኣብዛ ዓመት እዚኣ ኣብ ዚግበር ናይ ሰለስተ መዓልቲ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትእከብ እሞ፡ የሱስ ብዛዕባ ንጹህ ኣምልኾ እንታይ ከም ዝመሃረ ኽትፈልጥ ብኽብሪ ንዕድመካ!