መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን ኣጻውት መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን ወዲ ኣምላኽ ተገልጸ። ንጽህናኡ ተፈተነ። ተኣምራት ኪገብር ጀመረ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብዛዕባና “ንጹህ ኣምልኾ” ኣብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2025 ተኣከብ። ናብቲ ኣብዛ ዓመት እዚኣ ዚቐርብ፡ ሰለስተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክትመጽእ ብኽብሪ ንዕድመካ። ኣኼባታት ዞባ “ንጹህ ኣምልኾ” ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2025 ብኽብሪ ንዕድመካ የሱስ ብዛዕባ ንጹህ ኣምልኾ እንታይ ምሂሩ፧ መጻሕፍትን ብሮሹራትን መደብ እቲ “ንጹህ ኣምልኾ” ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2025 ናይ ፈለማ መዝሙራት ምግባር ፍቓድካ’ዩ ደስታይ (መዝሙር ኣኼባ ዞባ 2025) ከምቲ የሱስ ብታሕጓስ ዚእዘዝ ዝነበረ፡ ንሕና እውን ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ደስ ይብለና እዩ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን ኣኼባታት ዞባ መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን ትግርኛ መላለዪ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦ ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍን 3ይ ምዕራፍን https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/500900019/univ/art/500900019_univ_sqr_xl.jpg