ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 19 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ንኣምላኽ ምፍቃር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ሓደ ክርስትያን ንኣምላኽ ኬፍቅሮ ዚድርኾ እንታይ እዩ፧