ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ብቪድዮ ገይሩ ንተምሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህር

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መጋቢት 2019

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

ሓደ ሰብ ምስ ዚብድለና፡ ክርስትያናዊት ፍቕሪ እንታይ ክንገብር እያ ትድርኸና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

የሆዋ ምእንቲ ኽንጻወር፡ ብቓሉ ኣቢሉ የጸናንዓናን ይሕግዘናን።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ስጋዊ ሰብ ዲኻ ወይስ መንፈሳዊ ሰብ፧

ኵላትና መንፈሳውነትና ኸነማዕብልን ምስ ኣምላኽ ዘሎና ርክብ ከነደልድልን የድልየና እዩ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ጽቡቕ ደብዳበ ጽሓፍ

ንሓደ ዘይንፈልጦ ሰብ ደብዳበ ኽንጽሕፍ ከለና፡ ኣብ ግምት ከነእትዎ ዘለና ገለ ነገራት እንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ንመርኣዪ እትኸውን ደብዳበ

እታ እትጽሕፋ ደብዳበ ንምንታይ ዕላማ ኸም እተጻሕፈት፡ ከምኡ ድማ ንዅነታትን ንልምድን እቲ ኸባቢ ኣብ ግምት ዘእተወት ክትከውን ኣለዋ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ”

ውገዳ መግለጺ ፍቕሪ ዚዀነ ብኸመይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ንምምሃር ቪድዮታት ተጠቐም

ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ኽትምህሮም ከለኻ፡ ንቪድዮታት ብግቡእ ትጥቀመሉዶ ኣለኻ፧