ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ታቦት ዝጾሩ ኻህናት ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም

የሆዋ እምነት ንዜርእዩ ይባርኾም

የሆዋ ዚህቦ መምርሒ ብዓይኒ ሰብ ኪርአ ኸሎ፡ ዘይጥበባዊ ይመስል ይኸውን (እያ 3:12, 13it-2 105፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

እተሾሙ ሰብኡት፡ መምርሒታት ኣብ ምስዓብ ቀዳሞት ኪዀኑ ኣለዎም (እያ 3:14w13 15/9 16 ¶17)

የሆዋ ንቘራጽ ስጕምቲ ይባርኾ (እያ 3:15-17w13 9/15 16 ¶18)

ዋላ እኳ ጥዕናና ወይ ኵነታትና እንተ ደረተና፡ የሆዋ ነቲ ንምስባኽ እንወስዶ ተበግሶ ይባርኾ እዩ።