27 ሓምለ–2 ነሓሰ

ዘጸኣት 12

27 ሓምለ–2 ነሓሰ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ፋስጋ—ንክርስትያናት ዘለዎ ኣገዳስነት”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 12:12—እቲ ኣብ ግብጻውያን ዝወረደ መዓት፡ ብፍላይ እቲ ዓስራይ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ናይ ሓሶት ኣማልኽቶም ዝወረደ ፍርዲ ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 582 ¶2)

    • ዘጸ 12:14-16—ከም በዓል ቅጫ ዝኣመሰለ ቕዱስ ኣኼባታት እንታይ ፍሉይ ትሕዝቶ እዩ ነይርዎ፧ እስራኤላውያንከ ኻብዚ እተጠቕሙ ብኸመይ እዮም፧ (it-1 504 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 12:1-20 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 2)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ እቲ እተመያየጥኩምሉ ርእሰ ነገር እትገልጽ እዋናዊት መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 6)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 16 ¶21-22 (th መጽናዕቲ 19)

ክርስትያናዊ ህይወት