ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 1-3

ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ

ንሕልናኻ ብቐጻሊ ኣሰልጥኖ

2:14, 15

ሕልናና ብግቡእ ምእንቲ ኺመርሓና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

  1. ብመሰረት ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ከነስልጥኖ

  2. ነቲ መሰረታዊ ስርዓታት ኬዘክረና ኸሎ ኽንሰምዖ

  3. ንጽልዋ ዘይፍጹም ስጋና ምእንቲ ኸነሰንፍ፡ ብጸሎት ሓገዝ መንፈስ ቅዱስ ክንሓትት።—ሮሜ 9:1